ኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ ኣብ ስድራቤታት ናይ ገዛ እንስሳ ዋንነት ዘለወን ሃገራት ኮይና ፡ ብገምጋም 61% ስድራ ቤታት ናይ ገዛ እንስሳ ይውንኑ ።ኰይኑ ግና ፡ በብዓመቱ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ እንስሳታት ናብ መዕቈቢ ይኣትዉ ወይ ይህደኑ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ምንባይን ምውናንን ናይ ገዛ እንስሳታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
Source: Getty Images