ኣብ ኣውስትራሊያ ገበን ንዝፈጸሙ ዓበይቲ ሰባት ጉዳዮም ብናይ ኣውስትራሊያ ናይ ወንጀል ፍትሒ ስርዓት እዩ ዝርአ።እቲ ' ‘correctional facility’ " ዝብል ቃል ፡ ሓደ ሰብ ገበን ፈጺሙ፡ ገበነኛ ምዃኑ ኣብ እተፈርደሉ እዋን ነቲ ፍርዶም ዝፍጽምሉ ቦታ እዩ ዘመልክት ።ኣብያተ-ማእሰርቲ ፡ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ነቶም ዝተረፉ ኣባላት ስድራ ቤታት እውን እቲ ዝኸፍአ ዓይነት መአረሚ እዩ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ማእሰርቲ ዓበይቲ ኣሰራርሓኡ እንታይ ይመስል፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
Prisoner Cuffed Source: Getty Images