እዚ ቀጺሉ ዝቐርብ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ፡ ኣብ ናይሎሚ መደብና ንኩነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ዝጸልዉ ክሊማዊ ረቛሒታት እንታይ እዮም ዝብል ኣርእስቲዩ፡ ኵነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ብብዙሓት ረቛሒታት ክሊማ ይጽሎ እዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ካብ ዘለዉ ን ክሊማ ካብ ዝጸልዉ ነገራት እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ኤል ኒኖ ን ላ ኒናን ፡ እቲ ንመብዛሕትኡ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጥም ክሊማ በብዓመቱ ኣዝዩ ሓያል ጽልዋ ኣለዎም።
ንኩነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ዝጸልዉ ክሊማዊ ረቛሒታት እንታይ እዮም ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
Cloudy sky Source: Getty Images