ድሕሪ ቃለ-መሕተት ጓል ሻምበል ዝመጸ ምኩላል ደቀንስትዮ ኣብ እዋን ገድሊ። ሽልማት ዋዕሮን ምትብባዕ ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ንዘተዋስኣ ደቀንስትዮን ከምኡ ድማ ደቂ ተባዕትዮን። ኣብ ትግራይ ብስም ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኰይኖም፡ገንዘብ ህዝቢ እናተቐበሉ ኣብ ውልቀ መዓላ ዘውዕልዎ ሰባትን ኣብ ጉዳይ ናብ ትግራይ ብዘይ ሕጋውያን ደላሎ ዝግበር ናይ ሓዋላ ስራሕን ተቃውሞ ተጋሩ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ።ዝብሉ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ከዘራርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ተዘትይሎም ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ተጋደልቲ ተኾሊለን'የን ናብ ቃልሲ ዝጽምበራ ኔረን።" ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት
Source: Getty Images