Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ጾምን ስፖርተኛታትን፣ ውዕሎ ማራቶናት ሶል፣ ኬፕ ታውንን ኢዝሚርን፣ መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ውዕሎ ዙር ቱርኪን

Source: ProtouchAfrica

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/04/2022)* ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ሞስነት ገረመው ኣብ ማራቶን ሶል፣ እንዳለ በላቸው ኣብ ኬፕታውንን ለተብርሃን ሃይላይ ኣብ ቱርኪን ተዓዊቶም፣* ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፕረዚደንታዊ ዙር ቱርኪ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ብምዃን ውድድሩ ፈጺሙ፣* ኣብ ቀዳማይ እግሪ ሳልሳይ ዙርያ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ፊፋ ት17 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብገፊሕ 3-0 ስዒራ ጸብለልታ ሒዛ፣* ኣብ ሃይማኖታውያን ጾማት ዝሓሸ ኣፍልጦን መረዳእታን እናመጸ ብምኻዱን ሕቶታት ንመሰላት ውሁዳን ሕብረተሰባት ጸቕጥታት ብምሕዳሮምን ረመዳንን ካልኦት እዋናት ጾምን መለክዒ ምዕባለ ለውጢ ኣብ ስፖርት ኮይኖም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ጾምን ስፖርተኛታትን፣ ውዕሎ ማራቶናት ሶል፣ ኬፕ ታውንን ኢዝሚርን፣ መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ውዕሎ ዙር ቱርኪን 18/04/2022 09:49 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
ናይ ነዊሕ እዋን ሳዕቤን ሕማም ኮቪድ ኣብ ኣእምሮ ይኽሰት ኣሎ። 19/06/2022 04:42 ...
View More