ኣብዚ ወቕቲ ሳመር ኣውስትራሊያውያን ንተመንን ሳሬት መንከስቲ ዝኾኑ መሰረታዊ ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስጉምቲታት ንኽመሃሩ መጠንቀቕታ ይወሃቦም ኣሎ ፡ ምኽንያቱ ብሰንኪ ኩነታት ኣየር ብዙሕ ለመምታን ሓሳኹን ክፍጠሩ'ዮም። ክኢላታት ፡ እንታይ ክትገብሩ ከም ዘሎኩምን እንታይ ክትገብሩ ከም ዘይብልኩምን ፡ ኣብ ዝቕጽል ክልተ ወርሒ እውን ካብ ሓደገኛ መርዚ ዘለዎም ኣትማንን ሸሞንተ እግሪ ዘለዎም ፍጡራትን ኣብ ምጥንቃቕ ከም ዘሎካ ይመኽሩ እዮም ።
ኣብ እዋን ዋዒ፡ ካብ መንከስቲ ተመንን ሳሬትን ንምድሓን፡ ምኽሪ ክኢላታት
The Australian Reptile Park has received the biggest funnel web spider they have ever had donated to the program that keepers have dubbed MEGASPIDER. Source: Cover Images