ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ ፡ ንሓድነት ኤውሮጳውያን ፡ ምስ እገዳ ፡ ከምኡ ‘ውን ብዛዕባ ነዳዲን ቀረብ ጋዝን ዝምልከት ፈቲንዎ እዩ ።ክሳብ ሕጂ ኤውሮጳዊ ኅብረት ብሓደ እዩ ዘሎ ።ብዛዕባ እታ ኣባል ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮነት ኣብ ማእከል ኣውሮጳ ትርከብ ዘይወገናዊት ተባሂላ ትጽዋዕ ስዊዘርላንድከ እንታይ ክበሃል ይከኣል ?ስዊዘርላንድ ካብ ክልቲኡ ውግኣት ዓለም ጸግዒ ብዘይምሓዛ ነቲ ፈተና ሓሊፋቶ'ያ: እንተዀነ ግን እዚ ኣብ ገለልትነት መትከላ ከጽንዓ ድዩ? ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ ዘሎ ጉዳይ እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ብሰንኪ ኲናት ዩክሬን ዘይጸግዓዊ መትከል ስዊዘርላንድ ይፍተን።
Protesters take part in a demonstration against the Russian invasion of Ukraine in Bern, Switzerland, Source: KEYSTONE