Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ምሕንባስ ዝተሳተፈ ዳንኤል ናይ ምሕንባስ ባህሊ ኣብ ኤርትራ ከበግስ'የ ይብል

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/07/2019) ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንጋንትኡ ሪያል ሶሴዳድ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ፡ ታምራት ቶላ ተዓዋቲ ፍርቂ ማራቶን ቦጎታ ኮይኑ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋን በርናል ተዛዚሙ፡ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊድስ ዘለዎ ውዕል ብክልተ ዓመት ተሓዲስሉ ዙሩ ዛዚሙ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል ክርስትያን ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ውድድር ምሕንባስ ተሳቲፉ፡ኣብ መጻረዪ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 1-0 ስዒራታ፡ ቴክኖሎጂ ንግርህነት ቅድድም ብሽክለታ የበላሽዎ ኣሎ ድዩ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ምሕንባስ ዝተሳተፈ ዳንኤል ናይ ምሕንባስ ባህሊ ኣብ ኤርትራ ከበግስ'የ ይብል 29/07/2019 12:45 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
View More