Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ተሳትፎ ሕብረተሰብና ኣብ ወለንታዊ ስራሓት ኣብ ግዜ ምርጫ ውሑድ’ዩ፡ ደሞክራሲያዊ ተሳትፎ ጥራይ ዘይኮነ ካልኦት መሰላት’ውን ክጥለቡ ዕድል ይኸፍት።”

ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ዕላል ኣገዳስነት ወለንታዊ ንጥፈታት ኣብ ግዜ ምርጫ፡ ምጉስጓስ ንሕጹያት፡ ምዕዳል ሓበሬታ መድመጺ ወረቓቕቲ፡ ወዘተ፡ ንማሕበረሰብን ክንይኡ ንዝሕተቱ ጠለባትን ኣብሪሁልና።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ተሳትፎ ሕብረተሰብና ኣብ ወለንታዊ ስራሓት ኣብ ግዜ ምርጫ ውሑድ’ዩ፡ ደሞክራሲያዊ ተሳትፎ ጥራይ ዘይኮነ ካልኦት መሰላት’ውን ክጥለቡ ዕድል ይኸፍት።” 02/05/2019 09:52 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
“ሰበይቲ ኮይና ትራክ እናዘወረት ብዙሕ ኣይክትጸንሕን እያ ዝብሉኒ ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ኔሮም።” ሳሮን ጸጋይ 07/08/2019 16:47 ...
View More