ስኒ ኣብ ህይወት ሰባት ብዙሕ ኣበርክቶ ዝገብር ክፋል ኣካላትና ብምዃኑ፡ ግቡእ ክንክንን ጽርየትን የድልዮ። እንተዘይኮይኑ ምስዝሓምም ዘስዕቦ ቃንዛን ንምፍዋሱ ዝግበር ወጻኢታትን ከቢድ እዩእ። እዚ ከይመጸ'ኸሎ ብዛዕባ ክግበሩ ዝግባእ ነገራት ሓኮም ስኒ ዶ/ር ገነት እንድርያስ ትብሎ ኣለዋ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ክንክን ስንን ግርጻንን ኣስተምህሮ ካብ ዶ/ር ገነት እንድርያስ
Ghenet Endrias in her lab. Source: Supplied