Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያን ኤርትራን : ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ምእላይ ጎንጽን ለውጢ ክሊማን መፍትሒ ከናዲ ሓቲተን።

ሩስያን አመሪካን በብወገነን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ቁጠባ፣ ኒውክለርን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘትየን።ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘቃንዕኦ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተላፊኑ ኣብ ዝዓዮም ልምዓታዊ ንጥፈታት ዘድሃበ ልዝብ ኣቃኒዐን።ላዕለዋይ ኣማካሪ ቁጠባ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣርከበ ዕቑባይ ምስ ክልተ ኤስያውያን ምሁራን ኮይኖም ክልተ መፃሕፍቲ ንንባብ ኣብቂዖም።ሩስያን አመሪካን በቢገፀን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ቁጠባ፣ ኒውክለርን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘትይን።ተሓጋጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘቃንዕኦ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተላፊኑ ኣብ ዝዓዮም ልምዓታዊ ንጥፈታት ዘድሃበ ልዝብ ኣቃኒዐን።ላዕለዋይ ኣማካሪ ቁጠባ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣርከበ ዕቑባይ ምስ ክልተ ኤስያውያን ምሁራን ኮይኖም ክልተ መፃሕፍቲ ንንባብ ኣብቂዖም።ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ መበል 74 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ምእላይ ጎንፅን ለውጢ ነባሪ ኣየርን መፍትሒ ከናዲ ሓቲተን።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢትዮጵያን ኤርትራን : ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ምእላይ ጎንጽን ለውጢ ክሊማን መፍትሒ ከናዲ ሓቲተን። 02/10/2019 05:41 ...
“ናይ በዓል ዳዊት ኢሳቕ፡ ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ስቓዮም ብኹሉ ቋንቋታት ስለዝተቓልሐ ናይ ኩልና ቃንዛ ብዙሓት ክፈልጥዎ ክኢሎም።” 21/11/2019 29:44 ...
ህወሓት ንመፀዋዕታ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ነፂጉዎ 21/11/2019 08:12 ...
መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ገዲፍዎ፡ 20/11/2019 06:52 ...
"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ 20/11/2019 17:11 ...
ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ 18/11/2019 07:20 ...
"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡ 18/11/2019 11:32 ...
ህወሓት ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ዝወሰዶ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ: 18/11/2019 05:06 ...
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ። 18/11/2019 12:18 ...
ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ስግር ባሕሪ አውስትራልያ ኮይኑ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ስደተኛ ኣብ ፌስቲቫል ስነጽሑፍ ክሳተፍ ኒውዚላንድ ኣትዩ 17/11/2019 05:15 ...
View More