“ክሳብ እዛ ዝነበርናላ መዓልቲ ብዝሒ ዝመቱ 20 ይበጽሑ እዮም።” ነበርቲ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ።ኣብዚ ቀረባ ሳምንታት ናይ ሓድሽ ዓመት፤ ከቢድ ናይ መዓልታት ጉዕዞ ፈጺሞም፤ ንህይወቶም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣእትዮም ብሰላም፤ ኣብ ግዜያዊ መዕቆቢ ስደተኛታት ዳባት ካብ ዝበጽሑ፤ 4 ኤርትራውያን ካብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ፤ ንመምህር ዮሴፍ ወርቀ ዝሃብዎ ጽሟቕ ሓበሬታ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
“ክሳብ እዛ ዝነበርናላ መዓልቲ ብዝሒ ዝመቱ 20 ይበጽሑ እዮም።” ነበርቲ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ።
Source: Yosief Worke