Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ምሽራው ኤርትራ ምስ ራሻ፡ ጽልዋ ኲናት ዩክሬን ኣብ ኲናት ትግራይን ሳዕቤኑን። ዘተ ምስ ዶ/ር ኪዳነን ዶ/ር ቶማስን

Dr. Tomas Solomn and Dr.kidane Tadese Source: Supplied

ራሻ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ፡ ዓለማዊ ፖለቲካ ቁጠባን ከምዝቀያየር ብዙሓት ተንተንቲ ዝገልጽዎ ዘለዉ እዩ። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ዘለዎ ኣመት እንታይ እዩ፧ ኤርትራ እታ እንኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ራሻ ምውጋና እንታይ ሳዕቤን ክፈጥረላ ይኽእል፧ ዝብሉን ምስ ኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባ ኣልዒልና፡ ምስ ዶ/ር ቶማስ ሰሎሞን ኣቦ ወምበር ትካል ምርምር ን ፖሊሲን ስትራተጂን ኤርትራ (The Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS)) ከም ኡውን ምስ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ሓላፊ ፓሲፊክ ኤስያ ናይ ዓለም ለኻዊ ማሕበረ ሰብ ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያን (Global Society of Tigrean Scholars and Professionals GSTS) እዮም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ምሽራው ኤርትራ ምስ ራሻ፡ ጽልዋ ኲናት ዩክሬን ኣብ ኲናት ትግራይን ሳዕቤኑን። ዘተ ምስ ዶ/ር ኪዳነን ዶ/ር ቶማስን 13/03/2022 32:50 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More