ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣዛረብቲ ዛዕባታት1) ኣፈናዊ ዘተ ሰላም ብ3ይ ኣካል ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ። 2) ምምጻእ ዮናስ ናብ ቱርኪ ስምዒት ብዙሓት ኤርትራውያን። 3) ምምራቕ ሓወልቲ ፓይሎት ኮሎኔል በዛብህ ጴጥሮስ ፤ ብርጌዳር ጀነራል ተስፋጽዮን ሓድጉ ።
“’ትግራይ ወናኒት ባሕሪ’ያ’ ምባል ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ዘረባ ኣይኮነን።” ኣዛራቢ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ምስ መም/ዮሴፍ ወርቀ
Source: Getty Images