ኣብዚ ሰሙን፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብብዝሒ ዘዛረቡ ዛዕባታት፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺ፡ ኣብ ቤንሻንጉል ብሓዊ ክቃጸሉ ዝተገብሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ዘሐዝን ድንገትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ኣብ ኮንተይነር መኪና ኣትዮም ክሓልፉ ዝፈተኑ ዝሞቱ መንእሰያትን።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ህልቂት ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺን ካልእን (ዛዕባታት ማ/ ሚድያ ምስ መም ዮሴፍ ወርቀ)
Source: Getty Images/Yossief Worke