Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ - ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ

Source: SBS

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡* ኣብ ትግራይ ዝጸንሓ ትካላት ረዲኤት ብሰሪ መጥቃዕቲ ድሮን ግልጋሎተን ደው ከምዘበላ ው.ሕ.ሃ. ኣፍሊጡ፡ * መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከሲሶም፡ * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቀዳም ኣብ ዝሃብዎ ቃለመሕትት ኣብ ኤርትራ ሓደስቲ ልምዓታዊ መደባት ከም ዘይህልው ብምግላጽ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ግን ‘ስቕ ኢልና ክንርኢ ኣይንኽእልን ኢና’ ምባሎም ይዝከር፡ * ብኻልእ ወገን ሰራዊት ትግራይ ብሸነኽ ደቡብ ትግራይ ንዝነብሩ ሰለስተ ክፍላተ ሰራዊታት ኢትዮጵያ ደምሲሱ ዕርዲ ምክልኻሉ ኣስጢሙ ይቕጽል ኣሎ ክብል ማእከላይ ኮማንድ ናይ’ቲ ሰራዊት ኣፍሊጡ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ ዋጋ መድሃኒት ብ40 ሚእታዊትከምዝወሰኸ ተሓቢሩ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ - ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ 10/01/2022 08:29 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More