ሶክቶር ኣደራጀው ሓዲስ ኣቦ ወምበር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንን፡ ኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ ኣቦ ወምበር ጥምረት ማሕበረሰብ ትግራይ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን፡ ብዛዕባ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊን በዓል ለካቲት 11 ን ብሓፈሻ ድማ ህሉውን መጻኢን ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ SBS ትግርኛ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
“እቲ ህዝቢ ሃገር ትግራይ ክትምስረት እንተወሲኑ; ኣብዚ ዘሎ ነዚ ንምድጋፍ ድሉው እዩ ዘሎ።” ኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ
Dr. Aderajew Hadis and Ato mulugieta Demoz Source: Supplied