Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ

Komos Abba Yohannes Kebede Source: Supplied

ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ''ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበረና ርክብ ጠጠዉ ኣቢልና '' ክብል ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ማሕበረ ካህናት ከምዚ ዓይነት ዉሳነ ክውስን ስልጣን ኣለዎ ድዩ፧ ኣብ ዉ ሽጢ ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ እታ ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ኢድ ኣለዎ ድዩ፧ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ነዚ ምላሽ ሂብሉ ድዩ፧ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣባል መሪሕነት እቲ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ መሊሶም ኣለዉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ 15/12/2021 19:30 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
View More