ጸብጻባት ዜና:* ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወሳኒ መድረኽ ይርከብ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ:* ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ ክብል ከኣ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ:* ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 600 ሽሕ ተማሃሮ ትምህርቲ ኣቋሪጾም* ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮ. ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኰይና
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኤርትራዊት ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ኮይና፣ ትግርኛ ኣብ ትርጉም ጉግል ኣትዩ፣ ዘረባታት መራሕቲ ትግራይን ኢትዮጵያን ኩናት ከየበግስ ተሰጊኡ
Source: Getty