Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ዛጊት ልዕሊ 200 ሽሕ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ሓሳባት ኣብ ጉግል ኣትዩ ኣሎ።" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን

Source: Supplied

ቋንቋ ትግርኛ ከምቲ ናይ ካልኦት ቋንቋታት ብጉግል ተተርጉሙ ህዝቢ ተጠቃሚ ክኸውን ዝተፈላለዩ ወገናት ብክእለቶምን ዓቕሞምን ይሰርሕሉ ኣለዉ፡ በዓል ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ዘለዉዋ ጉጅለ ሓንቲ ካብቶም ብዙሓት ኮይና፡ ብዛዕባቲ ስራሕ ዘሎ ምዕባለ ገሊጹ ኣሎ።[node_list uuid="4d0c1ef4-1177-470b-8e78-0d59750e1fa5"]

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ዛጊት ልዕሊ 200 ሽሕ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ሓሳባት ኣብ ጉግል ኣትዩ ኣሎ።" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን 03/03/2021 12:32 ...
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝኣተዎ ቃል ብዘይምኽባሩ ንፍሉይ ልኡኽ ባይደን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። (ካብ ዜና) 19/04/2021 11:58 ...
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 19/04/2021 05:17 ...
መራሒ ሓይልታት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ምስ ልኡኽ ሕ/ኣውሮጳ ፔካ ሃቬስቶ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተሰሚዑ። 19/04/2021 05:24 ...
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፕረዚደንታዊ ዙር ቱርኪ ሓምሻይ ብምውጻእ ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቡ 19/04/2021 12:04 ...
“ኤርትራዊያን ወተሃደራት ንዉልቀ መላኺ መንግስቲ ኢሳያስ ኢልኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘይርሳዕ በደል ትፍጽሙ ኣለኹም።” ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል 18/04/2021 02:22 ...
“ሎሚ ሓድሽ ፓትርያርክ ክሾሙ ዝጓየዩ ዘለዉ፡ ዓቕሞም ስለተጸንቀቐን፡ ፖለቲካ ከባቢና ተሃዊኹ ስለዘሎን’ዩ።” 18/04/2021 21:51 ...
'ሃይማኖታውን ዓሌታውን ፍልልያት ብዘየገድስ ውህደት ዝነበሮም ኤርትራውያን ኣብ መልበርን ዘኪረ ኣብ’ዚ እዋን ሓድነት ዘይምህላው የሕዝነኒ' - ኣቶ ተወልደ ኪዳነ 15/04/2021 09:46 ...
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓድዋ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉን ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዘቑሰሉን ኣረጋጊጸ ክብል መግለጺ ኣውጺኡ 15/04/2021 09:51 ...
“ንኤርትራውያን እሱራት በብዓመቱ ምዝካር ጥራይ ዘይኮነ ጥርኑፍ ብዝኾነ መንገዲ ንዓለም ከነፍልጥ ክንነጥፍ ኢና።” መም ኣልኣሚን ዓብደላ 15/04/2021 19:06 ...
View More