Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፓሪስ-ኒስ ካብ'ቶም ዝለዓሉ 10 ኣትዩ፣ ሰሎሞን ባሬጋ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ

ሓደ ሰብኣይ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ህቡብን ገዲምን ተጻዋታይ ክሪኬት ነበር ሸይን ዎርን ፎቶግራፋት የቐምጥ (ስታድየም ኤምሲጂ፣ መልበርን) Source: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/03/2022)* ናይ መወዳእታ ውድድራት ጉያ እግሪ 2022 ወርቃዊ ዑደት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ኢትዮጵያዊ ሰሎሞን ባሬጋ ተዓዊቱ፣* ቅድድም ብሽግለታ ካናዳ ኣብ ኩሎም ኣብ ውሽጢ’ታ ሃገር ዝካየዱ ብሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ዝጸደቑ ቅድድማት ተሳትፎ ሩስያን ቤላሩስን ክኽልክል ምዃኑ ኣፍሊጡ፣* ቅ/ብ ፓሪስ-ኒስ ተጀሚሩ ቢንያም ግርማይ ዝድነቕ 6ይ ወጺኡ፣* ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ፊፋ ት17 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ን1ይ እግሪ ገጢመን ማዕረ 2-2 ተፈላልየን፣* ኤርትራ ካብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ከምዘንሰሓበት ድሕሪ ምፍላጣ መጋጥምታ ዝነበረት ቦትስዋና ናብ ዝቕጽል ምድባዊ መጻረዪ ግጥማት ብቐጥታ ሓሊፋ፣* ህቡብ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ክሪኬት ሸይን ዎርን ሃንደበት ብሕማም ልቢ ክኸውን ዝኽእል ኣብ መበል 52 ዓመቱ ዓሪፉ፣ መንፍዓቱ ኣብ ሜዳን ጌጋታት ህይወቱ ካብኡ ወጻኢን ንታሪኹ ከመይ ይጸልዎ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፓሪስ-ኒስ ካብ'ቶም ዝለዓሉ 10 ኣትዩ፣ ሰሎሞን ባሬጋ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ 07/03/2022 10:39 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More