ጸብጻባት ዜና (25/11/2019)* ኢትዮጵያ ድሕሪ 22 መዓልታት ሳተላይት ናብ ህዋ ክተወንጭፍ 'ያ።* ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪያድን ከባቢኣን ብሉጻት ተመሃሮን ስፖርተኛታትን ተሸሊሞምሉ።* ስሉሳዊ ስምምዕ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኤርትራን ንሰብ መዚ መንግስቲ ሶማሊላንድ ኣሻቒሉ።* ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንኤርትራውያን ከም ዘሰልጠነት ተሓቢሩ።* መንግስቲ ትግራይ ን110 ሽሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ክኸፍት መደብ ሒዙ።* ኤችኣይቪ ኤይድስ ኣብ ትግራይ ለበዳ ኮይኑ ይላባዕ ከም ዘሎ ቢሮ ጥዕና ክልል ኣነጺሩ።
ስሉሳዊ ስምምዕ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኤርትራን ንሶማሊላንድ ኣሻቒሉዋ (ካብ ጸብጻብ ዜናታት ከባቢና...)
Source: BBC