Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

"ንሕና ኤርትራዊያን ኢና መሬትና ግን ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣሎ፡ ንዓናውን ዕድል ይወሃበና" ነበርቲ ከባቢ ጾሮና

Source: SBS Tigrinya

ኣብ ከባቢ ጾሮና ዝነብሩ ዜጋታት ድምጽና ዛጊት ኣይተሰምዐን፡ ንሕና ኣብጸገም ኣለና። ንሕና ከም ኤርትራዊያን በቲ ዝተዋህበ መሬትና ተወጺዕና ተፋናቒልና ንብዙሕ ዓመታት ጸኒሕና፡ ናበይ ከምነብልውን ጠፊኡና ብምባል ፡ሳሚኤል (ንድሕነት ተባሂሉ ስሙ ሳሚኤል ተሰምዩ ኣሎ) ዝተባህለ ካብ ከባቢ ጾሮና ምስዚ ሓዲሽ ዜና ናይቲ ህዝቢ ኩነታት ብፍሉይ ንረዲዮ ኤስ. ቢ.ኤስ ገሊጹ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ንሕና ኤርትራዊያን ኢና መሬትና ግን ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣሎ፡ ንዓናውን ዕድል ይወሃበና" ነበርቲ ከባቢ ጾሮና 07/06/2018 09:09 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ጉጅለታት ክሳብ ዓድታት ምቁጽጻር በጺሖም፡ ኣሜሪካ ኣብ ቃልሲ ንክሊማዊ ለውጢ ንመራሕቲ ጸቕጢ ትገብር 22/04/2021 09:57 ...
"ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ምሉእ ትግራይ ተዋፊሩ ኣሎ: ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላዋትን ኣጋዲዱ ስለዘሎ፥ ብህጹጽ ይውጻእ።" ክብል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ጸዊዑ። 22/04/2021 06:51 ...
ዓለምና ምስ ኮሮናቫይረስ ከመይ ውዒላ፧ 22/04/2021 08:17 ...
ኣገዲድካ ቁጽጽር ኣብ ሓዳር ኣብ ኣውስትራልያ ገበን ክቑጸር መጸዋዕታታት ይውስኹ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 22/04/2021 14:24 ...
ሓይልታት ትግራይ ብሰለስተ ግንባራት ውግእ ይቕጽል ከም ዘሎን ነፋሪት ወቒዖም ከም ዘውደቑን ገሊጾም። (ካብ ጸብጻባት) 21/04/2021 07:43 ...
“ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ እተዋህበ ቅብኣ ንሃገርና ከም ሃገር ዘፍለጠን ልኡላዉነታ ክሕሎን ዝገበረን ፍሉይ ቅብኣ’ዩ።” 20/04/2021 13:43 ...
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝኣተዎ ቃል ብዘይምኽባሩ ንፍሉይ ልኡኽ ባይደን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። (ካብ ዜና) 19/04/2021 11:58 ...
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 19/04/2021 05:17 ...
መራሒ ሓይልታት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ምስ ልኡኽ ሕ/ኣውሮጳ ፔካ ሃቬስቶ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተሰሚዑ። 19/04/2021 05:24 ...
View More