ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ* ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ መልከፍቲ ኦሚክሮን ኣብ ዝበዝሓሉ ቤት ትምህርታት ክፉታት ክጸንሑ ምዃኖም ኣረጋጊጹ* ግዝኣት ኲንስላንድ ለበዳ ካብ ዝኽሰት ንፈለማ ግዜኣ ዝለዓለ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝመቱ ሰባት መዝጊባ፡* ኣብ ሞቓዲሾ ናይ መኪና ቦምብ ተፈንጂሩ ሓያሎ ሰባት ምውታትን ቁሱላትን ኮይኖም፡* ትዊተር ሸውዓተ ወርሒ ተኣጊዱ ድሕሪ ምጽናሕ መንግስቲ ናይጀርያ ከፊትዎ* ኖቫክ ጆኮቪች ኩነታት ቪዝኡ ኣብ ሰንፈላል እንከሎ ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ
ብኩነታት ቪዝኡ ዘይተረጋግአ ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ፣ ትዊተር ኣብ ናይጀርያ ተመሊሱ
Source: SBS Tigrinya