እዚ ክርምሊን ፡ ኣብ ዩክረይን 'ፍሉይ ወተሃደራዊ ስርሒት "ኢላ እትጽውዖ ዘላ ፡ ናይ ቭላድሚር ፑቲን ዉልቃዊ ጥሙሕ ዘበገሶ ኲናት ድዩ፧ ወይስ ደገፍ ህዝቢ ሩስያ'ውን ዝተሓወሶ እዩ ? ከምኡ እንተ ኰይኑኸ ፡ ህዝቢ ሩስያ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዘጋጠመ ፍጻመታት ሓባራዊ ሓላፍነት ድዩ ክስከም ? እዚ ሕቶታትዚ ንክረምሊን ብዓይኒ ነቐፌታ ዝጥምቱ ብቐጻሊ ዝሓትዎ ዘለዉ ሕቶታት እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ራሻ’ ምስ ፑቲን ብማዕረ ተሓታቲ ድዩ፧
Unauthorized actions against the special military operation in Ukraine in Manezhnaya Square. Police officers during the detention of protesters. Source: Sipa USA Kommersant