ሰብ መዚ ዩክረይን ፡ ሞስኮ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ሰላም ፡ ወተሃደራዊ ስርሒታት ደው ከተብሎ ምዃና እኳ እንተ ተመባጽዐት ፡ ተዓዘብቲ ግና መጥቃዕትታት ከም ዘየቋጸ እዮም ዝገልጹ ። ናይ ኣመሪካ ስለያ ድማ ንፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ወተሃደራዊያን ኣማኸርቱ ከምዘጋገይዎ ኣፍሊጦም።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሩሲያ ካብ ወረራ ዩክሬን ተንሳሕብ፧ (እዋናዊ ኩነታት ዩክሬን)
Pentagon spokesperson John Kirby Source: AAP