* ሕቡራት ሃገራት: ግብጺ ምጥራዝ ኤርትራዉያን ሓተቲ ዑቕባ ደዉ ከተብል ጸዊዑ፣ጸብጻባት:* መንግስቲ ኣሜሪካ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱን ጎረባብቱን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ብዝፈጸምዎ ገበን ከሲሱዎም፣* ኣብ ማእከል ፊዝዮተራፒ ኣስመራ መጠን ምሕዋይ 90 ሚእታዊት ከምዝበጽሐ ሞያውያን ገሊጾም፣* ምንስሓብ ሰራዊት ትግራይ ካብ ዓፋር ካብ ፖለቲከኛታት ትግራይ ቅሬታ ይቐርበሉ፣* ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ኦሞ 151 ገዛውቲ ነዲዱ፣* ኣብ ህንጸት መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ትሰርሕ ዝነበረት ቱርኪ ውዕላ ኣቋሪጻ
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣሜሪካ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታን ጎረባብታን ንኢትዮጵያ ድማ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታ ብዝፈጸመኦ ገበን ከሲሳተን
Source: Getty