ጋና ካብናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ኮቫክስ ተበግሶ ናይ ናጻ ክታበት ኮሮና ዝረኸበት ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ሃገር ኮይና። ኣብ ጀርመን ፡ ኣብ ጫፍ ናይ ሳልሳይ ማዕበል መልከፍቲ ትርከብ፡ ሰበስልጣን ናይ ገዛ መመርመሪ ን ኮቪድ-19 ክጥቀሙ ኣጽዲቖም ኣለዉ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧
This photograph released by UNICEF Wednesday Feb. 24, shows the first shipment of COVID-19 vaccines distributed by the COVAX Facility arriving in Accra, Ghana Source: UNICEF