Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሰልፊ ለበር፡ ካብ 59 ወናብር ነቲ 53 ዝተዕወተሉን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ መንበሩ ዝሰኣነሉ ውጽኢት ምርጫ ም/ኣውስትራሊያ

Supporters congratulate Mark McGowan and his wife Sarah (AAP) Source: AAP

ሰልፊ ለበር ንሰልፊ ሊብራል ኣብታሪኹ ዘይተራእየ ስዕረት ብምስዓር፡ ፕሪሜር ማርክ ማክጎወን ነቲ ናይ ምዕራብ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ብዓብላሊነት ክመርሖ እዩ። ኣብቲ ብቐዳም ዝተገብረ ምርጫ ሰልፊ ለበር ነቲ ሰልፊ ሊብራል ሒዝዎ ዝነበረ ወናብር ተወሳኺ 13 ሚእታዊ ብምውሳድ፡ ካብ 59 ወናብር ታሕተዋይ ፓርላማ ነቲ 53 ወናብርዩ ተዓዊትሉ። እዚ ንሰልፊ ሊብራል ዘባህርር ሕልሚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ኣብቲ ፓርላማ ክልተ ወናብር ሒዞም ምትራፎም ጥራይ ዘይኮነስ፡ እቲ መሪሕነት ናይ ሰልፊ ተቓዋሚ ስልጣኖም ብሰልፊ ናሽናልስ ምሕዳጎም እንኮላይ እዩ። ሚስተር ማክጎዋን ድሕሪ ዓወቱ ኣብዝገበሮ መደረ፡ " ኣብዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ንነፍሲወከፍ ወስት ኣውስትራሊያዊ ከገልግል እመባጻዕ።" ኢሉ። ጸብጻብ ይስዕብ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሰልፊ ለበር፡ ካብ 59 ወናብር ነቲ 53 ዝተዕወተሉን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ መንበሩ ዝሰኣነሉ ውጽኢት ምርጫ ም/ኣውስትራሊያ 14/03/2021 06:18 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More