ብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኔሩ። ኣብዚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣጠቓቕማን ክውሰዱ ዝግብ ኦም ነጥቢታትን ተዛሪባ ኣላ።ሜሮን ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ።
ኣጠቓቕማ ክርይፕቶካረንሲን ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታትን፡ ምስ መሮን እስቲፋኖስ (ዝቐጸለ)
Meron Estefanos Source: Supplied