ትምህርቲ ወዲእካ ምምራቕ ንኹሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣብ በጽሒ ዕድመ ዝበጽሑ ሰባት ዓቢይ ትርጉም ኣለዎ። ኣብ ኣውስትራልያ፡ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ። ኣብ’ዚ ሕዳር እታ ኣዝያ ህብብቲ መዕለቢ’ዞም ተመሃሮ ዝኾነት ከተማ ጎልድ ኮስት ከባቢ 18000 ወዳእቲ ተመሃሮ ከመጹዋ ትጽበ’ላ።
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ።
Source: AAP