Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

Source: SBS

ናይ ኣውስትራሊያ ኣቦርጂናልን ቶረስ ስትራት ኣይስላንደር ህዝብታት ባህላዊ ፕሮቶኮላት ምኽባር ንናይ ልምዳዊ ወነንቲ ናይዛ እንነብረላ ሃገር ምርዳእን ምኽባርን ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ።ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ገለ ኣገደስቲ ፕሮቶኮላት መእተዊ ኮይኑ ንጠባያትና ክጸልዎን ንቐሞት ህዝቢታት ኣውስትራሊያዊያን ዘለዎም ፍሉይ ፍልጠትን ደረጃን ከኽብሩ ይኽእሉ ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 25/05/2022 09:21 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት ( 07 ሓምለ 2022) 07/07/2022 58:04 ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ኣብ’ታ ሃገር ንዝፍጸሙ መጥቓዕታትን ፍታሕን ዘናድይ ሓደ ኮሚቴ ከምዘቆመ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ) 07/07/2022 07:52 ...
"ንዩክለራዊ ሓይሊ ዝኾነት ሩሲያ ምቕጻዕ ማለት ንብዘሎ ሰብኣዊነት ኣብ ሓደጋ ምእታው እዩ።" ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ዲሚትሪ መድቨደቭ 07/07/2022 07:57 ...
ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምውርራድ ግብሪ (ታክስ ሪተርን) እንታይ ለውጥታት ኣለዉ፧ ዶ/ር ሳላሕ ጅሚዕ ብዛዕባ'ዚ መግለጺ ይህብ። 06/07/2022 15:48 ...
ቅድሚ ሰለስተ ባዶ (Triple Zero) ምድዋል ብጥንቃቐ ምሕሳብ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 06/07/2022 09:50 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (04 ሓምለ 2022) 04/07/2022 57:26 ...
"ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።" ፊ/ማ/ብርሃኑ ጁላ። "ብሓይሊ ኮነ ብሰላም ኣገዳሲ ምድላው ንገብር ኣለና" ጀ/ ታደሰ ወረደ 04/07/2022 09:55 ...
ክትዕ፣ ቆይቂ፣ ጸርፊን ነገርን ዘብዝሕ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ቴኒስ ኒክ ኪርዮስ ርእይቶ ሰባት ይመቓቕል 04/07/2022 11:27 ...
"ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ፖሊስ ኮይኖም ክሰርሑ ኢና ንሕግዞም ዘለና።" ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ኣካያዲ Africause 04/07/2022 14:05 ...
View More