Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ 8 ሓምለ 2019

ኣርእስታት ዜናሰባት ሃይማኖታዊ ር እይቶኦም ዘቕርብሉ ሕጊ ክህሉ ኣለዉ ክብል ሓደ ኣባል ፓርላማ ገሊጹ።ኣብ ግሪክ ዝተገብረ ምርጫ ፓርላማ ሰልፊ ተቓዋሚ ሓዲሽ ዴሞክራሲ ተዓዊቱ።ክልተ ተቓዋሚ ሰልፍታት ሱዳን ንዝተበጽሐ ስምምዕ ይቃወሙ።ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣመሪካ ናይዚ ዓመት ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ዓለም ኮይና። ካፕተይን እታ ጋንታ ንዕድመ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ትነጽጎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ 8 ሓምለ 2019 08/07/2019 07:20 ...
በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና) 23/09/2019 04:06 ...
ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ) 22/09/2019 08:19 ...
"ኣውስትራሊያ ናብ ከዋኽብቲ ክትበጽሕ እያ" ቀ.ሚ. ሞሪሰን 22/09/2019 06:10 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
View More