ኮቪድ-19 እዋናዊ ሓበሬታ: ሆስፒታል ዝኣትው እናበዝሑ ኣብ ዝኸድሉ ካልኦት 24 ሞታት ኣብ ቪክቶርያን ኒው ሳውዝ ዌልስን ተመዝጊቦም
Paramedics are seen tending to their ambulance outside St. Vincent hospital in Melbourne, Tuesday, January 11, 2022. Source: AAP
እዚ ናይ ጥሪ 11፡ 2022 እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣውስትራልያ እዩ።
ብዙሓት ግዝኣታት ንመርመራ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት (ራት) ዝኸውን መመዝገቢ ቅጥዒ ኣዳልየን ኣለዋ።
ከም ግብረመልሲ ንለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ'ዚ እዋን ዝትግበሩ ዘለዉ መምርሒታትን ስጉምትታትን ንምምልካት ኣብ'ዚ ብጽሑ።
ኒው ሳውዝ ዌልስ
ቪክቶርያ
ኲንስላንድ
ሳውዝ ኣውስትራልያ
ኤሲቲ (ACT)
ዌስተርን ኣውስትራልያ
ታዝመንያ
ኖርዘርን ቴሪተሪ