ኣውስትራልያ ኣህጉራዊ ዶባታ ኣብ እትኸፍተሉ ዘላ እዋን ፡ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሲድኒ ስምዒታዊ ድግመ ምትእኽኻብ 0:00 00:00 / 00:00 Share Share on Twitter Share on Facebook ኣውስትራሊያ ምሉእ ብምሉእ ንዝተኸትቡ በጻሕቲ ሃገር ንኽኣትዉ ኣህጉራዊ ዶባታ ድሕሪ ክልተ ዓመት ሎሚ ከፊታ ኣላ ፡ እታ ሃገር ኣብ ዓለም እቲ ዝኸበደ ናይ ኮቪድ-19 ናይ መገሻ ቀይድታት ዝገበረት እያ ። Updated Updated 21/02/2022 Share Share on Facebook Share on Twitter