SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

ኣቦ መንበር ህወሓትን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ትማሊ ኣንጻር ስጉምቲታት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሪር መግለጺ ሂቡ ኔሩ። ብስም ብልሽውና ዝግበር ዘሎ መስርሕ ሕጊ፣ ንህዝቢ ትግራይ ንምድቋስን ብናይ ወጻኢ ሓይሊታት ድፊኢት...
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ምስቶም ን 17 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት ማለት ፍስሃየ ዮሃንስ (ጀሹዋ)፡ ስዒድ ዓብደልቃድር፡ መድሃኔ ሃይለን ሳህለ ጸጋዝኣብ (ወዲ ኢታይ)ን ዝምልከት ሓጺር ሌላ ተጌሩ ኔሩ። ንሎሚ ድማ ናይ ካልኦት...
ኣብ ቦኽሪ ቅድድም ብሽክለታ 'ዋንጫ ኣፍሪቃ' ተሳተፍቲ ጋንታታት ኣስመራ ኣትየን፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብጋና 2-0 ተሳዒራ፡ መንእሰያት ት/23 ኢትዮጵያ ግን ንሶማልያ ብገፊሕ 4-0 ኣፋንዮማ፡ የብርጓል...
ኣመሪካ ብሰንኪ  ቅትለት ካሾጂ ምስ ሱዕዲ ዓረብ ክትባእትኽ ትኽእልዶ?25 ኤርትራዊያን መንእሰያት ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ክሰግሩ ተታሒዞምኣብ ዉሽጢ ሃገሮም ብዝመዛበሉ ብዝሒ ህዝቢ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ተሰሪዓ።
ልዝብ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ምስ ምክትል ርእሰ ምምህዳር ትግራይ፡ኣብ ሞያሌ ዝተወልዐ ጎንፂ ህይወት 19 ሰባት ቀዝፉ 102 ሰባት ኣቑሲሉ፡ኢህወደግ ነቶም ኣብ ብልሽውና ዝጠሓሉ ምእራይ ክቅፅለሉ እየ ከም ዝበለ፡ምወላ ገንዘብ ንፈንድ ሰላም ኣፍሪካን ኣብ ዞባ...