SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

"እዘን ኣብ ከረጢት ቀሪባተን ዘላ ክልተ ርብዒት ጣፍ ንዘርኢ ኢላ ኣቐሚጣተን ዝሓገየት ኢያ። እቲ ሓደ ተሪፉ ዘሎ ወዳ ወይ’ውን ሰብኣይ ጓላ ካብ ዘለዉዎ ቦታ ናይ ውትህድርና ኣገልግሎት፡ ኣብ ክረምቲ ዕድል ረኺቦም እንተመጹ ክዘርኡላ ኢላ ዘቐመጠተን’ያ። ሕጂ ግና...
እቶም ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝኽፈቱ ነቑጣታት ግዚያዊ ኮይኖም፡ ንጥፈታት ንግዲ እናሰፍሐ ምስከደ ከከም ኩነታቱ ተወሰኽቲ ነቑጣታት ክኽፈቱ እዮም። ብወገን ኢትዮጵያ፡ ነቶም ነቑጣታት ዘድልዩ ሎጂስቲካውን ሓይሊ ሰብን ተመዲቡ ከምዘሎ ወሲኹ ገሊጹ።
ቀዳማይ ክፋል ዘተ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራዊያን ዝኾኑ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ። ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፣ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ፡ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን...
እቲ ኣብ 2013 ኣብ ሓደ ቤት ዕዳጋ ናይ ናይሮቢ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ምስ ኣልቃዒዳ ዝምድና ዘለዎ ኣልሸባብ ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሞ ሓላፍነት ወሲዱ ኣሎ።

ካንሰር ደም

ብሕማም ካንሰር ካብ ዝስዕብ ሞት፡ እቲ ናይ ደም ካንሰር ብዕብየቱ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ይርከብ። ሓደ ጉጅለ ደገፍ ንካንሰር ከምዝብሎ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት በዚ ሕማም ካንሰር ደም ዝተሓዙ ቁጽሪ ኣውስትራሊያዊያን ብ 30 ሚእታዊ ክዓቢ እዩ። ...