SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዘሎ ሞት እቲ ሓደ ካብ ዕስራ ብሰንኪ ኣልኮላዊ መስተን ሓሽሽን ዝመጽእ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓደ ሕምሲት ካብ እኹላት ሰባት ካብ ዕቅን ንላዕሊ ድራግ ከምዝወሰዱን መስተ ከምዝሰተዩን ተፈሊጡ ኣሎ።
ናይ ቀደም ሓላፊ ኩባንያ መንግስቲ ሓጺንን ኢንጂኔሪንግን (MetEC), ብርጋዴር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ከምኡውን ናይ ቀደም ሓላፊ መርበብ ሓበሬታ ትካል ጸጥታ ኢትዮጵያ (INSA) ብርጋዴር ጀነራል ተኽለብርሃን ወልደገብሪኤል ብፈደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ተታሒዞም...
ድሕሪ ምኽፋት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ፡ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ተራእያ። ኣብ ኤርትራ ግና እዚ መስርሕ ኣይተንጸባረቐን። ሓደ ካብቲ ኤርትራ ዓመት መጸ ብተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት እትሕተተሉ ነገር ድማ፡ ጉዳይ ነጻ ፕረስ ብፍላይ...
ብዓርቢ ኣብ ከተማ መልበርን ኣብ Bourke Street ብዛዕባ ዝተፈጸመ ስራሕ ግብረ ሽበራ ዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ዝሃቦ ርእይቶ ብዙሓት መራሕቲ ማሕበረ ሰብ እስላም ተቓዊሞሞ። “ነዚ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ ኣሸባሪ እዩ። ናይ ኣእምሮ...
እዞም ሕቡኣት ኣብያተ ማእሰርቲ ነቶም ተጠርጠርቲ ንምስቓይ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ሾክ ፣ ገልቢጥካ ምእሳር፣ ቆርበት ብልዕቲ ብፒንሳ ምቕርጣም፣ እሱራት ጸሓይ ከይረኽቡ ምግባር፣ ኣብ በረኻ ጥራሕ ነፍሶም ከምዝሓድሩ ምግባር፣ ኣብ ኣፍንጫ ፒሮ ምእታው፣ ኣብ...
SBS National Languages Competition
15 October - 18 November 2018

 

Share the amazing possibilities learning a language opens for you and WIN!