SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

ድሕርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኒውዚላንድ ከተማ ክራይስቸርች ዝተፈጸመ ቅትለት 50 ሰባት ኣብ መስጊድ፡ ዝተፈላለዩ ግብረ መልሲታት ይቐርብ ኣሎ። ካብ ማሕበረ ሰብ ኤርትራዊያን ኡስታዝ ሑዜን፡ እቲ ፍጻመን ኣብ ማሕበረሰብ ኣውሪድዎ ዘሎ ስግኣትን ስክፍታን፡ ሰነተር...
እቲ አብ 400 ትርብዒት ኪ.ሜ ዝተሃንጸ ኣብያተ ማእሰርቲ ኣብ ወደባዊ ዓሰብ እዩ ተሃኒጹ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንወደብ ዓሰብ አብ 2015 ካብ ኤርትራ ን 30 ዓመት ካብ ትካረዮ ንደሓር፡ ሃገራት ከሊጅ ንወደብ ዓሰብ፡ ነቲ ኣብ የመን ዝግበር ኲናት መቕረቢ...
ኣብ ሞዝምቢክ ዝተኸስተ ህቦቡላዊ ዝናብ ንወደባዊት ከተማ ባይሩህ  ብውሕጅ ኣዕለቕሊቕዋ፡ አማኢት ሰባት ድማ  ሞይቶም።እቲ ኩነታት ሓደጋ ኣብ ዝምርመረሉ ዘሎ እዋን ኣሻሓት ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክርከቡ ከምዝኽእሉ ናይታ ሃገር ፕረሲደንት...
ርክብን ፍልልይን ሃይማኖትን ፖለቲካን፤ ተራን ህላውነትን ሃይማኖታዊ ዉድባት አብ ዘመናዊ መንግስቲ ሃገርነት ፡ ተሳትፎ ትካላት ሃይማኖትን ሃይማኖተኛታትን አብ ፖለቲካዊ ህይወት ሃገርን ዝብሉን ምስዚ ዝተሓሓዙ ዛዕባታትን፡  አብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን...
ኣብ ክልል ኣምሓራ እቲ ቆፀራ ንዓመታ ይካየድ ዝብሉ ተቓውሞታት ክገጥሙ ዝቐነዩ ኮይኖም ኣብ ክልል ደቡብ እውን ውሑስ ፀጥታ ስለ ዘየለ ናውቲ ቆፀራ ናብ ናቑጣታት ምብጻሕ ከም ዘይተኽኣለ ሰብ መዚ እታ ክልል ገሊፆም፡፡