SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

ርክብን ፍልልይን ሃይማኖትን ፖለቲካን፤ ተራን ህላውነትን ሃይማኖታዊ ዉድባት አብ ዘመናዊ መንግስቲ ሃገርነት ፡ ተሳትፎ ትካላት ሃይማኖትን ሃይማኖተኛታትን አብ ፖለቲካዊ ህይወት ሃገርን ዝብሉን ምስዚ ዝተሓሓዙ ዛዕባታትን፡  አብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ እቲ ቆፀራ ንዓመታ ይካየድ ዝብሉ ተቓውሞታት ክገጥሙ ዝቐነዩ ኮይኖም ኣብ ክልል ደቡብ እውን ውሑስ ፀጥታ ስለ ዘየለ ናውቲ ቆፀራ ናብ ናቑጣታት ምብጻሕ ከም ዘይተኽኣለ ሰብ መዚ እታ ክልል ገሊፆም፡፡
ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ብምኽንያት አብዚ ወርሒ ዝተኸብረ አህጉራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ በረኸት ዑቕባጽዮን ዘዳለዎ "መጋቢት መጋቦን" ዘርእስቱ ጽሑፍ ቀሪቡ አሎ።
ሞስነት ገረመው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊቱ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል መስፍን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውዮርክ ክመርሕ ውዒሉ ኣብ መወዳእታ መስመር ብኢትዮጵያዊ በላይ ጥላሁን ተረቲዑ፡ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2019 ዓርቢ ኣብ ከተማ ባህርዳር...
ፀሊም ሳንዱቕ / ሳንዱቕ ሓበሬታ/ እታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ አየር ኢትዮጵያ ሙሉእ ሓበሬታ ክህብ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ይርከብ ክብል ሚንስትሪ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣስከሬን እቶም ግዳያት ትማሊ ሰንበት ተሰንዩ፡፡ረድኤት ናብ ግዳያት ጥምየት...