SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢትን ተዋዛይትን (ኮሜዲያን) ቲፋኒ ሓድሽ ዜግነት ኤርትራ ረኺባ።
ብምኽንያት 24 ግንቦት መበል 28 ዓመት በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ’ዚ ኣብ አውስትራልያ ነበርቲ ምስ ዝኾኑ ገዳይም ተጋደልቲ ነበር፡ ኣቶ ሚኪኤል ገብረስላሰን (ተሓኤ) ኣቶ ተኸስተ ሃብቱን (ህግ) ብዛዕባ ተዘክሮታት ቃልሶም፡ ሰረታት ደሞክራሲ አብ ግዜ...
ብቕልጡፍን ብቐጥታን መልእኽትታት ትቀባበለሉ ኣፕሊከሽን ዋትስኣፕ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰባት ከም መራኸቢ ብብዝሒ ...
ሓደ ካብ መንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ ዝሓለፈ ወርሒ ሱዕዲ ዓረብ 37 ሰባት ዝረሸነት ካብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ዝወሃብ መልሰ ግብሪ ንምዕቃን እዩ ይብል።
ኣብ ዝሓለፈ ሰምንታት ቀዳማይን ካልኣይን  ክፋል ማሰን መልቀስን ናይ ባሕሪ ነጋሲ ጻዕዱ ሓጎስ፡ ባሕሪ ነጋሲ ጭሮም ጻዕዱ ከምኡውን ናይ ብላታ ደበሳይ ጭሮም ሰብ ዓዲ ገሃድ እገላ ሓጺን ቀሪቡ ኔሩ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ...