SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

እዚ ስምምዕ ካብ ባጽዕ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝዝርጋሕ መስመር መገዲ ባቡር ኤርትራ ዘይሓወሰ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጥልያን ትገብሮ ዘላ ስምምዕ ምስቲ ኣቐዲሙ ዝተገብረ ስምምዓት ብምትሕሓዝ ሕቶ ዝኾኖም ሰባት ኣይተሳእኑን። ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ 2018 ዶ/ር ኣቢይ...
ዝዓበየ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ- ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ሶኑይ ክጅመር’ዩ፡ ብሩክታዊ ደገፋ ኣብ ህዩስተን ማራቶን ብሉጽ ውልቃዊ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ጋንታ ጂማ ኣባ ጂፋር ብገፊሕ ድሕሪ ምስዓራ ካብ መጻረዪ ግጥማት...
መራሒ ሱዳን ካብ ስልጣን ንምእላይ ደማዊ ተቓዉሞ እናሓየለ ከይዱ፡ እቲ መራሒ ግና ካብ ስልጣኑ ክወርድ ይሕንግድ።170 ስደተኛታ ኣብ ባሕሪ መዲተራኒያ ከምዝጠፍኡ: ቤት ጽሕፈት ስደተኛታት ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ 
ኣውስትራሊያ ነጻ ሃገር ካብትኸውን ልዕሊ 118 ዓመታት ኣቑጺራ ኣላ። እንተኾነ ዜግነት ምሃብ ናይ ዉሑድ ዓመታት ኣምር እዩ፡ኣብ 26 ጥሪ  ንመበል 70 ዓመት ዝወሃብ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ኣብዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን፣ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ፡...
እዚ ካልኣይ ክፋል ዘተ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ኤርትራ ኮይኑ ኣብ መንጎ ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝድግፍ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ንኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝቃወም ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ  እዩ።...