SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Boing)

ኣብ ከተማ ወላይታ ሰዶ ክልል ንምዃን ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ተጌሩ።

ኣብ ድሬዳዋን ከባቢኣን ደሮና ዝተሓወሶ ዝናብ ዘኒቡ።

ኣይሮፕላን ቦይንግ 737 ማክስ  ተመሃሮ ዝሰልተንሎም ሶፍትዌር ምስለ በረራ ጸገም ከምዝነበሮ ኩባኒያ ቦይንግ ኣሚኑ።

ኣብ ቻይና ዝርከቡ ተመሃሮ ተጋሩ፤ ንልምዓት ትግራይ ዝው ዕል ልዕሊ 166 ሽሕ ብር ኣወፍዮም

By
Tsegay Kinfe
Published on
Tuesday, May 21, 2019 - 08:27
File size
10.62 MB
Duration
5 min 48 sec