SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS)

ንመንግስቲ ኤርትራ ንምቅዋምን ድምጾም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያን ማሕበረሰብ ዓለምን ንኸስምዑን ካብ ኩለን ግዝኣታት ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ኤርትራዊያን  ኣብ ካንቤራ ከምዝራኸቡ  ካብ ኣተሓባበርቲ እቲ ምትእኽኻብ ንሬድዮ SBS ትግርኛ ገሊጾም ኣለዉ። ዕላማ ናይቲ አኼባ፡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ንጥፈታት፡ ተሳተፍቲ እቲ ምትእኽካብ ካበይን ብኸመይን ዝመጹ እዮም፡ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣቶ ዘርኡ ካብ ብርዝቤን፡ ኣቶ ኣማን ካብ ፐርዝ ከምኡውን ኣቶ ኣረይ ካብ መልበርን መግለጺ ሂቦም ኣለዉ። ንምሉእ ትህዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

By
Beyene Semere
Published on
Wednesday, May 15, 2019 - 16:50
File size
58.13 MB
Duration
31 min 45 sec