
SBS Radio App
Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience
ቃለ መሕትት ምስ ዶር ዳንኤል ረዘነ መኮነን
ትዕዝብቲ ኣብ'ዚ ቅልጡፍ ምዕባለን ለውጥን ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮ-ኤርትራ ብፍላይ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡
ዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ መበገሲ ምኽንያታት እገዳ እንተተኣልዮም እቲ እገዳ ክለዓል'ዩ ይብል፡
ኢትዮጵያ'ውን ምስ በዓል ጂቡቲን ሶማልያን እገዳ ክጸንዕ ክትማጎት ጸኒሓ ሕጂ ግን ክለዓል ትጠልብ ኣላ፡ ከመይ'ዩ እዚ ዝቃዶ፡ እቲ መስርሕ ከ እንታይ ይመስል፧
ምልዓል እገዳን ንቡር ሰላም ምምላስን ንህዝቢ ኤርትራ ይጠቕሞ ዶ፡ ሕቶታት ደሞክራሲ፡ መሰልን ፍትሕን'ከ መዓስ'ዮም ክሕተቱ፧ እቲ ቃልሲ ኸ እንታይ'ዩ ክመስል፧
ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ መኣዲ ሰላም ክምለሳ ብዙሓት ሃገራት ዝተሳተፍኦ ብርቱዕ ጸቕጢ እናተኻይደ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ምኽባር ንምንታይ ከም'ኡ ዘይግበር፧