SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Amaniel Alem)

“ንስዉኣትን ተጋደልቲን ኣይጸረፍናን፡ ዕላማና ንኣታሓስስባ ሻዕቢያ ንምዕናው እዩ፡፣”

ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝቃወሙን ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጀመረን “ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ” ዝበሃል ሓደ እዩ።  እቲ ምንቅስቓስ ሒዝዎ ዝተበገሰ ዕላማን፡ ሓሲብዎ ዘሎ ኮንፈረንስን ዝምልከት ምስ መሓሪ ተስፋሚካኤልን ኣማኒኤል ኣለምን ሕቶን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ፡፣

By
Beyene Semere
Published on
Tuesday, November 6, 2018 - 12:46
File size
58.5 MB
Duration
31 min 57 sec