SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Mereja.com)
    • ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዘስምዕዎ መደረ ጥንክር ዝበለ’ዩ ኔሩ፡ እዚ ንምንታይ’ዩ፧ ርክብ ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስትን ስለዝተበትከ ድዩ፧
    • ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ዘሎ መደረታት ህዝቢ ምልዕዓል ኣይመስልን ዶ፧ ልክዕ ከም’ቲ ናይ ቀደም ቃልሲ ናብ መንእሰያት ዝቐንዐ ጽናዕ፡ መክት፡ ተረባረብ፡ መርሽ፡ ይበሃል ኣሎ፡ ወያናይ ደርፍታት’ውን ይድረፉ፡ እዚ ካብ ኢድ ወጻኢ ከይኸይድ ስግኣት ኣይህሉን’ዶ፧
    • ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ’ዚ ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስትን መንግስቲ ክልል ትግራይን ዘሎ ምስሕሓብ ብዙሕ ክዛረብ ኣይስማዕን፡ እዚ ሸለልትነት ድዩ ወይስ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ’ዩ፧
    • ተራ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ምብእኣስ እዚ ኩነታት ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲን እንታይ ይመስል፧ ቀ/ሚ ኣቢይ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ’ዚ ጉዳይ ክሳብ ክንደይ ይሰምዖ፧

ንመልሲ ናይ'ዚኦምን ካልኦት ሕቶታትን ምሉእ ቃለመሕትት ምስ ኣክቲቪስት ሃያሉ ጎደፋይ ስምዑ።

By
SBS Tigrinya
Published on
Tuesday, December 11, 2018 - 20:25
File size
38.79 MB
Duration
21 min 11 sec