SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
Sudanese protesters chant slogans during a protest outside the army headquarters in Khartoum, Sudan, 02 May 2019. (EPA)

ኣብ ሱዳን ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ኣብ ኣፍደገ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣብ ካርቱም ተኣኪቦም ስልጣን ናብ ህዝቢ ክሰጋገር ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ።

 ኣብ ከተማ ባሕር ዳር  ሻሙናይ ፎረም ጣና  ተኸፊቱ፡ ስምም ዕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንክልቲኦም ህዝቢታት ብወግዒ ክግለጸሎም ሓቲቱ።

 ኣብ ኡጋንዳ ገደብ ፕረሲደንታዊ ዕድመ ክእለ ስለተገብረ ዉሩይ ተጣባቕን ሙዚቀኛን ቦብ ዋይን ተቓዊሙ:: 

ህዝቢ ሱዳን ዳግም ናብ ህዝባዊ ተቓዉሞ ተመሊሱ፡ (ኣብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ለውጢ ዝመርሑ ሰልፈኛታት ምስቲ አብ መሪሕነት መጺኡ ዘሎ ባይቶ ሰራዊት ርክቦም ከምዘቋረጹ ተፈሊጡ።

ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሰራዊት ንዋና ከተማ ሊብያ ክቖጻጸር ይግስግስ ጥራብሎስ ብደብዳብ ነፈርቲ ትናወጽ

ግብጻዊያን፡ ፕረሲደንት  አልሲሲ ክሳብ 2030 ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዘግብር ረፈረንደም ድምጾም ክህቡ ዊዒሉ።[node_list uuid="4836c651-555c-4d29-893f-185870eae5d8,769741d8-7ef7-4261-a462-60e09cc2e886"]

“ኣብ ሱዳን ዝተራእየ ለውጢ፡ ኣብ ኤርትራ ቀጥታዊ ለውጢ ከምጽእ እዩ።” ቡርሃን እስማዒል

ንሱዳን ንሰላሳ ዓመታት ረጊጹ ዝጸንሐ ስርዓት ኣልበሽር ብማዕበል ህዝቢ ተዓልዩ፡ ጀነራል ዓወድ አል ዑፍ ንዑመር ኣልበሽር መሪሕነት ምስ ኣሕደጎ፡ ህዝቢ ኣይተሓጎሰን፤ ተቓዉሞ ምስበርተዐ ዓወድ ሓደ መዓልቲ ኣብ ስልጣን ምስጸንሐ ፤ ናብቲ ብህዝቢ ቅሩብ ተቐባልነት ዘለዎ ጀነራል ኣልቡርሃን  ስልጣኑ ኣረኪብዎ ኣሎ።

ኣብዚ እዋን ሱዳን ኣብ ምንታይ ኩነታት ትርከብ ኣላ? ካብዚ ንደሓር እንታይ እዩ ክኸውን? ካብዚ ምልዕዓል ህዝቢ እንታይ ትምህርቲ’ዩ ዝውሰድ? ለውጢ ሱዳን ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ  እንታይ ጽልዋ እዩ ክህልዎ? ኣቶ ቡርሃን እስማዒል ትንታነ ሂብሉ ኣሎ።

By
Beyene Semere
Published on
Monday, May 6, 2019 - 14:03
File size
15.91 MB
Duration
8 min 41 sec