SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS Tigrinya)

ተቓውሞ ህዝቢን ውድባትን አንፃር ሃንደበታዊ መግለፂ ኢህወደግ አብ ጉዳይ ብይን ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡፡
ሹም ኢታማዦር ሓይልታት ምክልካል ኢትዮጵያ መጀር ጀነርራል ሳሞራ የኑስ ብጀነራል ሰዓረ መኮነን ከምዝተተክኡ

ብመንግስቲ ዝውነና ትካላት ቁጠባ ኢትዮጵያ ናብ ሰብ ርእሰማል ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብሙሉእን ብክፋልን ክሽየጣ ከም ዝተሓስበ፡፡

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ኡጋንዳ ስለቲ አብ ኢትዮጵያ ርግኣት ክህልዉ ዝገበሮ ፃዕሪ ላዕለዋይ ሽልማት ከም ዘበርከተትሉን ብኡ አቢሉ ንምሸቱ ናብ ግብፂ ከም ዝገሸን

By
SBS Tigrinya
Published on
Monday, June 11, 2018 - 13:47
File size
9.57 MB
Duration
5 min 14 sec