SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Million Haileselasie)

ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምሕት) ኣብ ኣስመራ ይዝትዩ ኣለዉ።

ብ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብር እዩ።

ገዳይም መራሕቲ ብኢዴንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝነበሩ ኣይተ በረከት ስምኦንን ኣይተ ታደሰ ካሳን ካብ ኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ተረፊቶም።

By
SBS Tigrinya
Published on
Thursday, August 30, 2018 - 17:11
File size
4.86 MB
Duration
2 min 39 sec